ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንቆልዑት እናዛናግዐ ዘስተምህር ግድል


▶ንቆልዑት እናዛናግዐ ዘስተምህር ግድል
please wait

No media source currently available

0:00 0:23:01 0:00

▶ንቆልዑት እናዛናግዐ ዘስተምህር ግድል

ተመራማሪ ምምዕባል ቆልዑ ሙሉጌታ ተስፋማርያም ካብ ኖርወይ፡ ንቆልዑት እናዛናግዐ ዘስተምህር ግድል ምሂዙ የስተምህርን የከፋፍልን።

እቲ ፓዝል ወይ ግድል ዝብሃል ጸወታ፡ ንቆልዑት፥ ቋንቋ ኣደ ክፈልጡ ይሕግዞም ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ምምዕባል ብልሒ ሓንጎሎም`ውን ልዑል ግደ ከም ዘለዎ ሙሉጌታ ይገልጽ።

ተገልገልቲ ወለዲ እውን ርእይቶኦም ኣካፊሎምና ኣለው።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG