ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቅልስ ባይደንን ትራምፕን ንዓወት ሚሺጋን


ቅልስ ባይደንን ትራምፕን ንዓወት ሚሺጋን
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:09 0:00

ቅልስ ባይደንን ትራምፕን ንዓወት ሚሺጋን

ፕረዚደንታዊ ሕፁይ ዶናልድ ትራምፕ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማእከላይ ምዕራብ ክፍለ-ግዝኣት ሚሺጋን ወፍሪ ምረፁኒ ከካይዱ መደብ ሒዞም ኣለዉ። ሚሺጋን ካብተን ነቲ ኣብ ወርሒ ሕዳር ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኵስና ካብ ዝኽእላ ብኣፃብዕቲ ዝቑፀራ ግዝኣታት ሓንቲ እያ።

መረፅቲ ሚሺጋን ኣብ 2016 ንዶናልድ ትራምፕ ኣብ 2020 ድማ ንባይደን መሪፆም እዮም። ክልቲኦም ጎስጓሳት ኣብ ምርጫ ወርሒ ሕዳር ክዕወቱላ ምዃኖም ዝኣምኑላ ግዝኣት እያ። ካብቲ ትራምፕ ኣብታ ግዝኣት ዝኽተልዎ ዘለዉ ሓደ ኣገባብ ድምፂ ሰራሕተኛታት መኻይን ንምውናን ዝዓለመ ኾይኑ ብኤሌክትሪክ ንዝሰርሓ መኻይን ዝግበር ዝነበረ ድጎማ ሓዊሱ ስርሖም ብሰንኪ ትልሚ ተሓዳሲ ፀዓት ባይደን ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ከምዝርከብ ይዛረቡ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG