ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሽዱሽተ ኣዋርሕ ተሪፍዎ ዘሎ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካን ፕረዚደንታዊ ሕጹያትን


ሽዱሽተ ኣዋርሕ ተሪፍዎ ዘሎ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካን ፕረዚደንታዊ ሕጹያትን
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:41 0:00

ሽዱሽተ ኣዋርሕ ተሪፍዎ ዘሎ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካን ፕረዚደንታዊ ሕጹያትን

ኣብ መንጎ ዲሞክራት ፕረዚደንት ጆ ባይደንን ሪፖብሊካን ሕፁይ ዶናልድ ትራምፕን ዝካይድ ፕረዚደንታዊ ውድድር ሽዱሽተ ወርሒ ተሪፉዎ ኣሎ።

ፕረዚደንት ጆ ባይደንን ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕን ኣመሪካዊያን መረፅቲ ካልኣይ ዕድል ንክህቡዎም ንምእማን ሽዱሽተ ኣዋርሕ ተሪፉዎም ኣሎ።

ትራምፕ ሃገራዊ ሰነዳት ምክልኻል ብዘይሕጋዊ ምሓዝን ናይ ንግዲ ሰነዳት ብሓሶት ምቕራብን ንዝብሉ ክስታት ሓዊሱ ንዝቐረቡዎም ኣርባዕተ ዝተፈላለዩ ክስታት መልሲ ንምሃብ ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ክፍለ ግዝኣታትን ፈደራል ቤት ፍርዲን ገለ ግዚኦም ከሕልፉ እዮም።

ዶናልድ ትራምፕ ዓቀብቲ ሕጊ ኣብ ምርጫ ጣልቃ ይኣትዉ ኣለው ይብሉ ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG